Media

ከትግራይ መንግስት የተሰጠ ወቅታዊ መግለጫ

ከትግራይ መንግስት የተሰጠ ወቅታዊ መግለጫ በደም የተነከረ የፋሽሽት ኣብይ ኣህመድ ቡድን ዕድሜ ለማራዘም ሲባል፣ ህፃናትን የእሳት እራት በማድረግ ላይ ያለው ኣረመኔው ቡድን ይብቃህ በማለት እያንዳንዱ ኢትዮጵያዊ ድምፁ ሊያሰማ ይገባል! በሕገ-ወጥ መንገድና በማጭበርበር የስልጣን ጥመኛ ፋሽሽት ቡድን፤ ካለፉት ሶስት ኣመታት ተኩል ጀምሮ እስከ ዛሬ ጥቅምት 12/2014 ዓ.ም የትግራይ ህዝብ እንደ ህዝብ፤ከምድረ ገፅ ለማጥፋት፡ ዕድሜ፣ፆታ፣ሃይማኖት፣የስራ ሁኔታ ወዘተContinue reading “ከትግራይ መንግስት የተሰጠ ወቅታዊ መግለጫ”

ሰበር ዜና••••••••••ፀላኢ ንተኸታታሊ 4 መዓልትታት ብኹሉ ኣንፈት ሰፊሕ ናይ ነፈርቲ፣ ድሮን፣ ከቢድ ብረት ደብዳብን ውሱን ናይ ኣጋር ሰራዊት ምንቅስቓስን እናገበረ ድሕሪ ምቕናይ ሎሚ 01 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ወጋሕታ ብኹሉ ኣንፈት ማለት ገርገራ፣ ወገል ጤና፣ ወርጌሳ፣ ብሓደ ከባቢ ዓፋር ሰፊሕ መጥቃዕቲ ጀሚሩ ኣሎ።

ሰበር ዜና••••••••••ፀላኢ ንተኸታታሊ 4 መዓልትታት ብኹሉ ኣንፈት ሰፊሕ ናይ ነፈርቲ፣ ድሮን፣ ከቢድ ብረት ደብዳብን ውሱን ናይ ኣጋር ሰራዊት ምንቅስቓስን እናገበረ ድሕሪ ምቕናይ ሎሚ 01 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ወጋሕታ ብኹሉ ኣንፈት ማለት ገርገራ፣ ወገል ጤና፣ ወርጌሳ፣ ብሓደ ከባቢ ዓፋር ሰፊሕ መጥቃዕቲ ጀሚሩ ኣሎ። ፀላኢ ጀሚርዎ ዘሎ መጥቃዕቲ በዝሒ ሰብ ኣኽቲቱን ኣለኒ ዝብሎ ናይ ምድርን ሰማይን ዓቕሙContinue reading “ሰበር ዜና••••••••••ፀላኢ ንተኸታታሊ 4 መዓልትታት ብኹሉ ኣንፈት ሰፊሕ ናይ ነፈርቲ፣ ድሮን፣ ከቢድ ብረት ደብዳብን ውሱን ናይ ኣጋር ሰራዊት ምንቅስቓስን እናገበረ ድሕሪ ምቕናይ ሎሚ 01 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ወጋሕታ ብኹሉ ኣንፈት ማለት ገርገራ፣ ወገል ጤና፣ ወርጌሳ፣ ብሓደ ከባቢ ዓፋር ሰፊሕ መጥቃዕቲ ጀሚሩ ኣሎ።”

ብጣዕሚ ፅቡቕ ኣለና፡ (Getachew Aregawi/Wuraynaካብ ቕድመ ግንባር)

ብጣዕሚ ፅቡቕ ኣለና፡ (Getachew Aregawi/Wuraynaካብ ቕድመ ግንባር) ትማሊታት እቲ ናይ ደብዳብ ዜና ምስተሰርሐ ብዙሕ ወገን ተሰኪፉ (ካብ ሓልዮት ዝብገስ ስኽፍታ) ሪአ። ፀላኢ ሰፊሕ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ የካይድ ኣሎ ማለት ግድን ዒላማ ይወቅዕ ኣሎ ማለት ኣይኮነንን። ኩሉ ግዜ ደብዳባቱ ፍሹላት እዮም እኮ። ድሮን እንትብሃል ካብቲ ናይ መጀመርታ ዘጋጠመና ብምብጋስ ይመስለኒ መብዛሕትና ንሻቐል። ግን እኮ፡ ሓደ ፀላኢContinue reading “ብጣዕሚ ፅቡቕ ኣለና፡ (Getachew Aregawi/Wuraynaካብ ቕድመ ግንባር)”

ህዝባዊ ኲናት ንምዕዋት ንኽተት’ ትንታነ ፅሑፍ

‘ህዝባዊ ኲናት ንምዕዋት ንኽተት’ ትንታነ ፅሑፍ ዕድመ ፀላእቲ ንምሕፃር መንእሰይ መስርዕ ሰራዊት ትግራይ ክመልእ ናብ ቃልሲ ክኸትት ይግባእ፡፡ውልቀ መለኽትን ፋሽሽታውያንን ተደምሲሶም ሃለዋትን ድሕንነትን ህዝቢ ትግራይ ብቐፃልነት ንኽረጋገፅ ይካየድ ዘሎ ህዝባዊ ኲናት ምስዓር ብሕታዊ ኣማራፂ ኮይኑ ኣሎ፡፡ ይምዝገቡ ዘለዉ መስተንክራዊ ዓወታት ብምቕፃል ዕድመ ፋሽሽታውያንን ገበቲ ሓይልታትን ንምሕፃር መንእሰይ መስርዕ ሰራዊት ትግራይ ክመልእ ናብ ቃልሲ ክኸትት ከምContinue reading “ህዝባዊ ኲናት ንምዕዋት ንኽተት’ ትንታነ ፅሑፍ”

Tigrayan forces have regained control of their capital, Mekelle

Tigrayan forces have regained control of their capital, Mekelle. The BBC reported: A statement released by what was termed the Government of the National State of Tigray praised a “stunning victory”, saying Mekelle was “now under the complete control of the Tigray Defence Forces”.Ethiopia’s Tigray conflict: Street celebrations as rebels seize capital – BBC NewsTigray, asContinue reading “Tigrayan forces have regained control of their capital, Mekelle”