ጀግናው የትግራይ ሰራዊት የኮምቦልቻ ከተማን ከተቆጣጠረ ጀምሮ ከተማዋ ሰላማዊና መደበኛ እንቅስቃሴ ላይ ነች።

ጀግናው የትግራይ ሰራዊት የኮምቦልቻ ከተማን ከተቆጣጠረ ጀምሮ ከተማዋ ሰላማዊና መደበኛ እንቅስቃሴ ላይ ነች። —በጀግናው የትግራይ ህዝብ የተቀየረው የሃይል ሚዛን መቆጣጠር አቅቶት የሚይዘው የሚጨብጠው የጠፋው የአቢይ ቡድን ኮምባልቻ እና ደሴን በመያዝ የማይታሰብ ነው በማለት ሲፎክር ቢቆይም ጀግናው የትግራይ ሰራዊት ግን ደሴን እና ኮምቦልቻን በመቆጣጠር የማይረሳ ታሪክ ሰርቷል ።ጀግናው የትግራይ ሰራዊት ኮምቦልቻ ከተማን ከተቆጣጠረ ጀምሮ የኮምቦልቻ ከተማContinue reading “ጀግናው የትግራይ ሰራዊት የኮምቦልቻ ከተማን ከተቆጣጠረ ጀምሮ ከተማዋ ሰላማዊና መደበኛ እንቅስቃሴ ላይ ነች።”

ጀግናው የትግራይ ሠራዊት ከኦሮሞ ነፃነት ሠራዊት ጋር በመተባበር በፋሽስት ቡድን በከሚሴ ከተማ ታስረው የነበሩ 55 የትግራይ ተወላጆች ነፃ አወጣ፡፡

ጀግናው የትግራይ ሠራዊት ከኦሮሞ ነፃነት ሠራዊት ጋር በመተባበር በፋሽስት ቡድን በከሚሴ ከተማ ታስረው የነበሩ 55 የትግራይ ተወላጆች ነፃ አወጣ፡፡-*************************************እስረኞች በእስር ቆይታቸው ከፍተኛ ግፍና ስቃይ እንደደረሰባቸውም ተናግረዋል፡፡ በአውደ ውግያ ከፍተኛ ሽንፈት እየተከናነበ ያለው የፋሽስቱ ቡድን የትግራይ ተወላጆችን ማሰርና ማሳደድ የእለት ተእለት ስራው አድርጎታል፡፡ ፋሽስቱ በደሴ እና አካባቢው ለበርካታ አመታት ይኖሩ የነበሩ 55 የትግራይ ተወላጆች ትግራዋይ በመሆናቸውContinue reading “ጀግናው የትግራይ ሠራዊት ከኦሮሞ ነፃነት ሠራዊት ጋር በመተባበር በፋሽስት ቡድን በከሚሴ ከተማ ታስረው የነበሩ 55 የትግራይ ተወላጆች ነፃ አወጣ፡፡”

Dessie and its environs A relative of a soldier who is on a mission calls you and says, “Surrender in peace and save your life.” It’s over. The call was made by the Tigray Army Military Command today.

Dessie and its environs A relative of a soldier who is on a mission calls you and says, “Surrender in peace and save your life.” It’s over. The call was made by the Tigray Army Military Command today.

የትግራይ ወታዳራዊ ኮማንድ መልእክት ለደሴና ኮምበልቻ ነዋሪዎች

የትግራይ ወታዳራዊ ኮማንድ መልእክት ለደሴና ኮምበልቻ ነዋሪዎች የኮምበልቻ አየር ማረፊያ በቅርብ የመድፍ ቀለበት የገባች በመሆና የሲቪል አውሮፕላን እንዳያርፉ እና እንዳይንቀሳቀሱ የትግራይ ወታዳራዊ ኮማንድ በጥብቅ አሳስቧል፡፡ በተጨማሪም የደሴ እና ኮምቦልቻ ነዋሪ ህዝብ የትግራይ ሰራዊት ለደህንነቱ ስጋት እንደማይሆነው አውቆ ይበልጥኑ ለህዝብ ደህንነት የሚጨነቅ ህዝባዊ ሰራዊት መሆኑ ተገንዝቦ ከቤቱ ሳይወጣ እንዳይፈናቀል እና ንብረቱ እራሱን በራሱ እንዲሁም ደህንነቱን እንዲጠብቅContinue reading “የትግራይ ወታዳራዊ ኮማንድ መልእክት ለደሴና ኮምበልቻ ነዋሪዎች”

ዜና ዓወት

ዜና ዓወት! ጅግና ሰራዊትና ብወፍሪ ፀሓይ ብራቕ ዝጀመሮ መጥቃዕቲ ብምቕፃል ሎሚ ዕለት 10 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም. ልክዕ ሰዓት ክልተ ንኸተማ ሃይቅን ቢሲቲማን ከምኡ’ውን ንወታደራዊ ስራሕቲ ዝለዓለ ረብሓ ዘለዎን ምስ ጎቦታት ኣምባሰል ዝተኣሳሰረ ማርየ ዝተብሃለ ቁልፍን ስትራተጅካዊን ቦታ ብምቁፅፃር ደሴን ኮምቦልቻን ኣብ ትሕቲ ርሕቐት መድፍዕ የእትዩወን’ሎ:: ወታደራዊ ኮማንድ ሰራዊት ትግራይ ትራይ ትስዕር!10 ጥቅምቲ 2014

በወንጀል የተጨማለቀው የአብይ ሰራዊት ፍጻሜ እንዲህ ይሆናል ብሎ የዛሬ አንድ አመት የገመተ ማንም አልነበረም። ግን ሆነ። ከትግራይ እናት እና #TDF ጎን የቆማችሁ ፍትሕ ፈላጊ ታጋዮች እንኳን ደስ አላችሁ!! One year ago, no one expected this to happen. But it happened. Congratulations to the mother of Tigray and the #TDF justice seekers !!

One year ago, no one expected this to happen. But it happened. Congratulations to the mother of Tigray and the #TDF justice seekers !! በወንጀል የተጨማለቀው የአብይ ሰራዊት ፍጻሜ እንዲህ ይሆናል ብሎ የዛሬ አንድ አመት የገመተ ማንም አልነበረም። ግን ሆነ። ከትግራይ እናት እና #TDF ጎን የቆማችሁ ፍትሕ ፈላጊ ታጋዮች እንኳን ደስ አላችሁ!! Stalin Gebreslase

ሰበር ዜና ዓወት

ሰበር ዜና ዓወት ሓየት ሰራዊት ትግራይ ካብ 27 መስከረም 2014 ኣ.ግ ጀሚሩ ኣብ ዝወሰዶ ናይ ምክልኻልን ፀረ መጥቃዕትን በርቃዊ ስጉምትታትን ኣብ ኣርባዕቲኡ ግንባራት ልዕሊ 71,225 ሓይሊ ፀላኢ ካብ ጥቕሚ ወፃኢ ኮይኑ:: ኣብ ኩሎም ግንባራት:- ልዕሊ 15,314 ከቢድ : ማእኸላይን ፎኪስን ብረት 28 ጀነሬተር ልዕሊ 300 ዝተፈላለያ ሬድዮ ርክባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ሓየት ሰራዊት ትግራይ ምእታውContinue reading “ሰበር ዜና ዓወት”

ለኢትዮጵያ ሰራዊት :-

ለኢትዮጵያ ሰራዊት :-ለኢትዮጵያ ሰራዊት :- “ከአሁን በኋላ እንደ ደርግ ሠራዊት ከመበተን ውጪ ሌላ አማራጭ እንደሌለህ አውቀህ: ህይወትህን በከንቱ አታጥፋ…! ይህ ውጊያ ልታስቆመው ፈፅሞ አትችልም!! ታጋይ ታደሰ ወረደ (የትግራይ ሰራዊት ዋና አዛዥ)

መልእኽቲ ፕሬዚዳንት ትግራይ፣ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል

መልእኽቲ ፕሬዚዳንት ትግራይ፣ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ናይ ሕዚ ቁልፊ መደብና ህዝባዊ መኸተና ብዓወት ክዛዘም ምግባር’ዩ። ዕላማ ህዝባዊ ኩናትናን መኸተናን ድማ፣ ፀላእትና ዳግም ዓድና ከይረግፅዋ ምግባር ጥራይ ዘይኮነስ፣ ትንዕ እውን ከይብልዋ ዘኽእል ስራሕ ምፍፃም’ዩ። እዚ ህዝባዊ ኲናት’ዚ፣ ዝተቐመጠ ቅድመ ኹነት ግብራዊ ክሳዕ ዘይኮነ፣ መዓንጣና ሸጥ ኣቢልና ብምቅላስ ደመኛ ፀላእትና ብምድምሳስ፣ ዳግማይ ስግኣት ትግራይ ናብ ዘይኮንሉ ብርኪContinue reading “መልእኽቲ ፕሬዚዳንት ትግራይ፣ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል”

ነበር ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ሓጂ ስዩም ኣወል ናብ ቃልሲ ተፀንቢሮም

ነበር ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ሓጂ ስዩም ኣወል ናብ ቃልሲ ተፀንቢሮም ህዝቢ ዓፋር ፋሽሽታዊ ጉጅለ ስርዓት ኣብይ ኣሕመድ ናብ ስልጣን ካብ ዝድይብ ንመሰል ዓርሰ ውሳነኡ ተመንጢሉ ብምስለነ እቲ ጉጅለ ክመሓደርን ካብ ጉዕዞ ልምዓት ቦኺሩ ኣደዳ ድሕረትን ድኽነትን ኮይኑ ይርከብ፡፡ ኣንፃር እዚ ፋሽሽታውን ግፍዐኛን ስርዓት ኣብ ዝግበር ዘሎ ቃልሲ ድማ ተወለድቲ ዓፋር ናብ ግምባር ይፅምበሩ ኣለዉ፡፡Continue reading “ነበር ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ሓጂ ስዩም ኣወል ናብ ቃልሲ ተፀንቢሮም”

ጾታዊ ጥቅዓትነ

” ፆታዊ ጥቅዓት ዝበፅሓክን ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣጀኹን ከይትሓፍራ ከይትሸማቀቓ ክሓፍሩ ዝግበኦም ንሳቶም እዮም።” መንሰይ ሞናሊዛ ኣብርሃ ብግፍዐኛታት ወረርቲ ፆታዊ ጥቕዓትን ኣካል ሞግዳእትን ዝበፅሓ ዋዕሮ ፀላእትና ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ብፍላይ ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ዘይፈፀምዎ ኣረሜንያዊ ግፍዒ፣ ዘይገበርዎ ነውራም ተግባር የለን። እዚ ኣብ ልዕሊ ጀጋኑ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ዝፈፀምዎ ግፍዒ ሞራልን ክብርን ደቂContinue reading “ጾታዊ ጥቅዓትነ”

ትግራይ ፤ የወራሪዎች መቀበርያ!

Captive Ethiopian Soldiers እነዚህ እድለኛ ምርኮኞች በጀግናው የትግራይ መከላከያ ሰራዊት መብረቃዊ ጥቃት “ኦፕሬሽን አሉላ አባነጋ” ፡ በ10 ቀን ውግያ ብቻ የተማረኩ ናቸዉ። በወራሪዎች የተያዙ ግዛቶቻችን ወደ ህዝባችን እስኪመለሱ ፤ ጠላቶቻችን ሙሉ ለሙሉ እስኪቀበሩ ፤ የተዘረፉ ንብረት እስኪመለስ… የተጀመረውን የማጥቃት ዘመቻ ተጠናክሮ ይቀጥላል።People carry flags for Tigray’s government (L) and the TPLF (R) as well asContinue reading “ትግራይ ፤ የወራሪዎች መቀበርያ!”

ወፍሪ ኣሉላ ኣባነጋ

07 ሰነ 2013 ኣ.ግ – | ወፍሪ ኣሉላ ኣባነጋ ፀላኢ ካብ ዕለት 07 ሰነ 2013 ኣ.ግ ጀሚሩ መቐፀልታ ህዝቢ ትግራይ ናይ ምፅናት ዝኾነ ዝጀመሮ ወራር ኣብ ከባቢ ጉያ ነዊ : ከባቢ ኣግበ ዝርከብ መነወ ዝተብሃለ ፍሉይ ቦታ ጅግና ሰራዊት ትግራይ ፈለማ ዕውት ናይ ምክልኻል ውግእ እንዳገበረ ድሕሪ ምፅናሕ ካብ ሎሚ ዕለት 11 ሰነ 2013 ኣ.ግContinue reading “ወፍሪ ኣሉላ ኣባነጋ”

ኣብ ትሕቲ መንግስቲ ትግራይ ህዝባዊ ኲናት ክመርሕ ናይ ዝተጣየሸ ሴንትራል ኮማንድ ኣዛዚ ሰራዊት ትግራይ ምስ ዝኾኑ ተጋዳላይ ምግበይ ሃይለ ዝተገበረ ቃለ መሕትት

ሰሜን እዝን ኣጠቓላሊ እቲ ጉዕዞ ብዝምልከት ብዛዕባ ሰሜን እዝ ይዛረቡ እዮም:: እቲ ሓቂ ካብኡ ወፃኢ እዩ:: እቲ ሓቂ : ኣብ ዝሓለፈ 2 ዓመት ኣብ ስልጣን ዘሎ ሓይሊ ካብ ዝመፅእ ኩሉ ዓይነት ናይዚ ዓዲ ፓለቲካ ቀይሮም እዮም:: ናይ ሓሶት ፓለቲካ : ናይ ኣሻጥር ፓለቲካ : ልዕልነት ረኺቦም:: በዙይ ከም ዜጋ ይሓዝን:: እቶም ናብ ስልጣን ዝመፁ ካብ ኣምሓራ ይኹን : ካብContinue reading “ኣብ ትሕቲ መንግስቲ ትግራይ ህዝባዊ ኲናት ክመርሕ ናይ ዝተጣየሸ ሴንትራል ኮማንድ ኣዛዚ ሰራዊት ትግራይ ምስ ዝኾኑ ተጋዳላይ ምግበይ ሃይለ ዝተገበረ ቃለ መሕትት”

ካብ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ዝተውሃበ እዋናዊ መግለፂ

ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ከም ህዝቢ ትግራይ ብወረርቲ ተጠቃዓይ እምበር ምስ ጨፍጨፍቲ ዝስረዐሉ መርትዖ ፈፂሙ የለን : ክህልው እውን ኣይክእልን:: ቅድሚ ኹሉን ልዕሊ ኹሉን ምምሕዳር ጆ ባይደን ውሳነ “ሰኔት 97” ኣስዒቡ : ኣብ ልዕሊ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቅን ጉጅለ ፋሽሽቲ ኣብይ ኣሕመድን ጭቡጣት ኢኮነሚያውን ዲፕሎማሲያዊን ማዕቀባትን ስጉምትታትን ምውሳድ ምጅማሩ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ዘለዎ ናእዳContinue reading “ካብ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ዝተውሃበ እዋናዊ መግለፂ”