1935 የኢጣሊያ ወረራ በኢትዮጵያ። የፋሺስት ኢጣሊያ ጥቃት በኢትዮጵያ ላይ

В избранноеቤት › የሕይወት ታሪኮች  1935 የኢጣሊያ ወረራ በኢትዮጵያ። የፋሺስት ኢጣሊያ ጥቃት በኢትዮጵያ ላይ ጥቅምት 3 ቀን 1935 የኢጣሊያ ወታደሮች የማሬብ ወንዝን ድንበር ተሻግረው ኢትዮጵያን ወረሩ። በሰሜናዊው አቅጣጫ ከኤርትራ ወደ አዲግራት – አዱአ – አክሱም እና በመቀጠል በመስቀሉ ማካሌ – ደሴ – አዲስ አበባ ዋና ዋናውን ድብደባ ፈጽመዋል።ይህ አቅጣጫ በአብዛኛው ኢምፔሪያል ከሚባለው መንገድ ጋር – ከኤርትራ ወደContinue reading “1935 የኢጣሊያ ወረራ በኢትዮጵያ። የፋሺስት ኢጣሊያ ጥቃት በኢትዮጵያ ላይ”

ሎሚ 18 ጥቅምቲ 2014 አ.ም ኣብ ከተማ መቐለ ደብዳብ ነፈርቲ ተኻይዱ

ሎሚ 18 ጥቅምቲ 2014 አ.ም ኣብ ከተማ መቐለ ደብዳብ ነፈርቲ ተኻይዱ ባዕሉ ብዝፃሕተሮ ኵናት፣ ኣብ ኩሎም ግንባራት ኣብ ዝካየዱ ዘለዉ ውግኣት ዝለዓለ ስዕረት ዝጉልበብ ዘሎ ጉጅለ ፋሽሽቲ ኣብይ ኣሕመድ፣ ነቲ ኣብ ግንባራት ዝበፅሖ ዘሎ ከቢድ ውቅዒት ምፅዋር እንትኣብዮ ዓንፃ ዓንፆ ከምዝበሃል ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ብተደጋጋሚ የካይዶ ዘሎ ደብዳብ ነፈርቲ ሎሚ 18 ጥቅምቲ 2014 አ.ምContinue reading “ሎሚ 18 ጥቅምቲ 2014 አ.ም ኣብ ከተማ መቐለ ደብዳብ ነፈርቲ ተኻይዱ”

እዋናዊ መግለፂ መንግስቲ ትግራይ

እዋናዊ መግለፂ መንግስቲ ትግራይ ብሰራዊት ትግራይ ተዳሂኹ ስዕረት ኣብ ልዕሊ ስዕረት ዝጉምጎም ዘሎ ጉጅለ ፋሽሽት ኣብይ ኣሕመድ፤ንፁሃት ወገናት ብነፋሪት ምጭፍጫፉ ዕለተ ሞቱ ምቕራቡ ዘርኢ እዩ። ቅድሚ ኩሉን ልዕሊ ኩሉን ሎሚ 08 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ንግሆ ከባቢ ሰዓት 4:20 ን ቀትሪ ሰዓት 6:25 ነበርቲ ከተማ መቐለን ከባቢኣን ዕዳጋ ኣብ ዝገብርሉ ዓዲ-ሓቅን ከባቢ መቐለ ዘሎ መሰቦ ዝተባሃለContinue reading “እዋናዊ መግለፂ መንግስቲ ትግራይ”

እዋናዊ መግለፂ መንግስቲ ትግራይ (07 ጥቅምቲ 2014 ዓ/ም

እዋናዊ መግለፂ መንግስቲ ትግራይ (07 ጥቅምቲ 2014 ዓ/ም መማረፂ ስኢናን፣ ተገዲድናን እንወስዶ ስጉምቲ ተሓተቲ፣ ጉጅለ ፋሽሽት ኣብይ ኣሕመድን መሻርኽቱን እዮም ካብ ስዕረቶም ዘይመሃሩ ጉጅለ ፋሽሽት ኣብይ ኣሕመድን መሻርኽቱን ቅድሚ ስለስተ ዓመትን ፈረቓን ኣብ ልዕሊ ህዝብን መንግስትን ትግራይ፣ ኣዊጆም ዝተግበርዎ፣ ስነ ልቦናውን ቕሉዕ ወታደራዊን ወራራት ሎሚ እውን ብዝኸፍአ ኣገባብ ንምፍፃም ኩሉ ዓይነት ምድላዋት ወዲኦም ኲናት ህልቂትContinue reading “እዋናዊ መግለፂ መንግስቲ ትግራይ (07 ጥቅምቲ 2014 ዓ/ም”

ሓደ ዓፋር እኮእዩ ሲ ኣብ ጋስነት ከፍቲ ወፊሩ ደሓር ኣብ በረኻ ምስ ሓደ ክርስትያን ቆልዓ ተባኢሱ ደሓር ኣብኡ ከማርር ኸይዱ ኣብይ ኣሎ ወዱኻቱም ኪስታን ፀጊባ

ሓደ ዓፋር እኮእዩ ሲ ኣብ ጋስነት ከፍቲ ወፊሩ ደሓር ኣብ በረኻ ምስ ሓደ ክርስትያን ቆልዓ ተባኢሱ ደሓር ኣብኡ ከማርር ኸይዱ ኣብይ ኣሎ ወዱኻቱም ኪስታን ፀጊባ ደኾነይ ወደይ ወቂዓ ኢሉ የማርር ተሞ ሰብ ገዛ ሓቅኻ ዋ ኣብዙይ ኣሎ ኢሎም ወዶም ኣርእይ ምስ ኣበልዎስ ዝቆልዓ መልክዑ ሕማቅ ምስ ረኣዮ ካልኣይቲ ወግዒ ዘይብላ ኣብየት ሕምከት እክክክ ኢሉ ኸዱContinue reading “ሓደ ዓፋር እኮእዩ ሲ ኣብ ጋስነት ከፍቲ ወፊሩ ደሓር ኣብ በረኻ ምስ ሓደ ክርስትያን ቆልዓ ተባኢሱ ደሓር ኣብኡ ከማርር ኸይዱ ኣብይ ኣሎ ወዱኻቱም ኪስታን ፀጊባ”

ኣብ ትግራይ ዝተወለዐ ኲናትን ብፋሽሽታዊ ስርዓት ኣብዪ ኣሕመድ ዝተነበረ ዕፅዋ መንገድታት ሰብኣዊ ሓገዝን ስዒቡ ቁፅሪ ብሕፅረት ስነ-መዓዛ ዝሳቐዩ ህፃውንቲ ትግራይ ተጋዲዱ ምቕፃሉ UN ሓቢሩ።

ኣብ ትግራይ ዝተወለዐ ኲናትን ብፋሽሽታዊ ስርዓት ኣብዪ ኣሕመድ ዝተነበረ ዕፅዋ መንገድታት ሰብኣዊ ሓገዝን ስዒቡ ቁፅሪ ብሕፅረት ስነ-መዓዛ ዝሳቐዩ ህፃውንቲ ትግራይ ተጋዲዱ ምቕፃሉ UN ሓቢሩ። ዋሺንግተን ዲሲ: 05 ጥቅምቲ 2014 ዓ/ም (TMH) ኣብታ ብሰንኪ ኲናት ኣብ ዝኸፍአ ሓደጋ ጥሜትን ሰብኣዊ ቅልውላውን ኣትርከብ ትግራይ ብሰንኪ ሕጽረት ስነ-መዓዛ ናብ ማእኸላት ጥዕና ዝውሕዙ ህጻናት ከም ዝተበራኸቱን ካብ ናይ ዝሓለፈContinue reading “ኣብ ትግራይ ዝተወለዐ ኲናትን ብፋሽሽታዊ ስርዓት ኣብዪ ኣሕመድ ዝተነበረ ዕፅዋ መንገድታት ሰብኣዊ ሓገዝን ስዒቡ ቁፅሪ ብሕፅረት ስነ-መዓዛ ዝሳቐዩ ህፃውንቲ ትግራይ ተጋዲዱ ምቕፃሉ UN ሓቢሩ።”

የትግራይ ፕሬዝዳንት ታጋይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል

የትግራይ ፕሬዝዳንት ታጋይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል “አሁን ያለን አማራጭ:- የፋሽሽቱ ቡድን በጉልበት በማንበርከክ የሰላም ስምምነት እንዲቀበል በማድረግ ሲሆን ፤ ይህ ሳይሆን ከቀረ ግን ፤ “ለህልውናችን እና ደህንነታችን” ስንል : የፋሽሽቱ ቡድን ለአንዴ እና ለመጨረሻ ጊዜ ልክ እንደ አባቶቻቸው ስርአት ቀብራቸው ተፈፃሚ ማድረግ ግዴታ ይሆናል:: ከሀይል አማራጭ ውጭ በሌላ መንገድ የሚገኝ መፍትሄ እንደሌለ የቅርብ ይሁን የሩቅContinue reading “የትግራይ ፕሬዝዳንት ታጋይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል”

ፆምን እምቢታን ህዝቢ ትግራይ

ከምዝፍለጥ ሎሚ ዕለት 17/09/2013 ኣ.ግ መላእ ትግራይ ፤ ካብ ሰሜን ንደቡብ ካብ ምዕራብ ንምብራቅ ብሓድነት ክሳብ ዕለት 19/09/2013 ኣ.ግ “ፆመ ትግራይ” ብምእዋጅ ፤ ኣብ ምፍፃም ይርከብ። እዞም ዝስዕቡ ስእልታተ ናይ ሎማዓንቲ ከተማ መቀለ ስእልታት እዮም። ኣብ መላእ ከተማታት ትግራይ ድማ ኩሉ ምንቅስቃሳት ድዉ ብምባል ፤ መላእ ህዝቢ ትግራይ ምእንተ ህዝቡን ዓዱን ኣብ ፆምን ፆሎትን ይርከብ።Continue reading “ፆምን እምቢታን ህዝቢ ትግራይ”