ሓደ ዓፋር እኮእዩ ሲ ኣብ ጋስነት ከፍቲ ወፊሩ ደሓር ኣብ በረኻ ምስ ሓደ ክርስትያን ቆልዓ ተባኢሱ ደሓር ኣብኡ ከማርር ኸይዱ ኣብይ ኣሎ ወዱኻቱም ኪስታን ፀጊባ

ሓደ ዓፋር እኮእዩ ሲ ኣብ ጋስነት ከፍቲ ወፊሩ ደሓር ኣብ በረኻ ምስ ሓደ ክርስትያን ቆልዓ ተባኢሱ ደሓር ኣብኡ ከማርር ኸይዱ ኣብይ ኣሎ ወዱኻቱም ኪስታን ፀጊባ ደኾነይ ወደይ ወቂዓ ኢሉ የማርር ተሞ ሰብ ገዛ ሓቅኻ ዋ ኣብዙይ ኣሎ ኢሎም ወዶም ኣርእይ ምስ ኣበልዎስ ዝቆልዓ መልክዑ ሕማቅ ምስ ረኣዮ ካልኣይቲ ወግዒ ዘይብላ ኣብየት ሕምከት እክክክ ኢሉ ኸዱ ወዮ ዓፋር 🤣
ኸዝለማ ኣብየት ሕምቀት ወታደር ጉግማንጉግ ወሳዲቶም ዋ ታይ እዮም ክቅለቡ ህዝብና ኣብ ልዕሊ ፀገመ እንታይ ዓይነት ጎሓፋት ደፈኣሉ ሎሚ ዘበን ዙፈጣሪ?
ኣነስ ጨንቅኒ !

Published by Woyanay Tigray Media

This Websites for the support of the people of Tigray and for the various ideas on the human and democratic rights of all Ethiopian nationalities.the equality of the Ethiopian people has always been a victory for the TPLF and the people of Tigray. Therefore, we will only distribute the TPLF’s contribution to the country to our people. We will discuss various realities of the people of Tigray as well as the heroism of Tigray and the positive issues we need to support for our government in Tigray. The heroism of the TPLF, the TPLF is a real and heroic party built by political elites who will not betray the country and sell it to the enemy.

%d bloggers like this: