ሎሚ 18 ጥቅምቲ 2014 አ.ም ኣብ ከተማ መቐለ ደብዳብ ነፈርቲ ተኻይዱ

ሎሚ 18 ጥቅምቲ 2014 አ.ም ኣብ ከተማ መቐለ ደብዳብ ነፈርቲ ተኻይዱ ባዕሉ ብዝፃሕተሮ ኵናት፣ ኣብ ኩሎም ግንባራት ኣብ ዝካየዱ ዘለዉ ውግኣት ዝለዓለ ስዕረት ዝጉልበብ ዘሎ ጉጅለ ፋሽሽቲ ኣብይ ኣሕመድ፣ ነቲ ኣብ ግንባራት ዝበፅሖ ዘሎ ከቢድ ውቅዒት ምፅዋር እንትኣብዮ ዓንፃ ዓንፆ ከምዝበሃል ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ብተደጋጋሚ የካይዶ ዘሎ ደብዳብ ነፈርቲ ሎሚ 18 ጥቅምቲ 2014 አ.ምContinue reading “ሎሚ 18 ጥቅምቲ 2014 አ.ም ኣብ ከተማ መቐለ ደብዳብ ነፈርቲ ተኻይዱ”

Dessie and its environs A relative of a soldier who is on a mission calls you and says, “Surrender in peace and save your life.” It’s over. The call was made by the Tigray Army Military Command today.

Dessie and its environs A relative of a soldier who is on a mission calls you and says, “Surrender in peace and save your life.” It’s over. The call was made by the Tigray Army Military Command today.

የትግራይ ወታዳራዊ ኮማንድ መልእክት ለደሴና ኮምበልቻ ነዋሪዎች

የትግራይ ወታዳራዊ ኮማንድ መልእክት ለደሴና ኮምበልቻ ነዋሪዎች የኮምበልቻ አየር ማረፊያ በቅርብ የመድፍ ቀለበት የገባች በመሆና የሲቪል አውሮፕላን እንዳያርፉ እና እንዳይንቀሳቀሱ የትግራይ ወታዳራዊ ኮማንድ በጥብቅ አሳስቧል፡፡ በተጨማሪም የደሴ እና ኮምቦልቻ ነዋሪ ህዝብ የትግራይ ሰራዊት ለደህንነቱ ስጋት እንደማይሆነው አውቆ ይበልጥኑ ለህዝብ ደህንነት የሚጨነቅ ህዝባዊ ሰራዊት መሆኑ ተገንዝቦ ከቤቱ ሳይወጣ እንዳይፈናቀል እና ንብረቱ እራሱን በራሱ እንዲሁም ደህንነቱን እንዲጠብቅContinue reading “የትግራይ ወታዳራዊ ኮማንድ መልእክት ለደሴና ኮምበልቻ ነዋሪዎች”

ጉጅለ ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድ ሎምዓንቲ 14 ጥቅምቲ 2014 ዓ/ም

ጉጅለ ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድ ሎምዓንቲ 14 ጥቅምቲ 2014 ዓ/ም ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ሰለማውያን ሰባትን ትካላት ልምዓትን ብዝፈፀሞ ደብዳብ ነፋሪት ብርክት ዝበሉ ሰባት ዝተጎድኡ ኾይኖም ኣብ ልዕሊ ንብረት ህዝቢ እውን ገዚፍ ዕንወት ኣጋጢሙ ኣሎ። እቲ ፋሽስታዊ ጉጅለ መቐፀልታ ናይቲ ህዝቢ ትግራይ ምፅናት ፕሮጀክት፤ ብወረርቲ ዓንዩን ተጓሒሉን ዝነበረ ፋብሪካ ዓለባ ኣልመዳ ከምኡውን ሆስፒታል ማይፀብሪ ብዝፈፀሞ ደብዳብ ኣብContinue reading “ጉጅለ ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድ ሎምዓንቲ 14 ጥቅምቲ 2014 ዓ/ም”

ከትግራይ መንግስት የተሰጠ ወቅታዊ መግለጫ

ከትግራይ መንግስት የተሰጠ ወቅታዊ መግለጫ በደም የተነከረ የፋሽሽት ኣብይ ኣህመድ ቡድን ዕድሜ ለማራዘም ሲባል፣ ህፃናትን የእሳት እራት በማድረግ ላይ ያለው ኣረመኔው ቡድን ይብቃህ በማለት እያንዳንዱ ኢትዮጵያዊ ድምፁ ሊያሰማ ይገባል! በሕገ-ወጥ መንገድና በማጭበርበር የስልጣን ጥመኛ ፋሽሽት ቡድን፤ ካለፉት ሶስት ኣመታት ተኩል ጀምሮ እስከ ዛሬ ጥቅምት 12/2014 ዓ.ም የትግራይ ህዝብ እንደ ህዝብ፤ከምድረ ገፅ ለማጥፋት፡ ዕድሜ፣ፆታ፣ሃይማኖት፣የስራ ሁኔታ ወዘተContinue reading “ከትግራይ መንግስት የተሰጠ ወቅታዊ መግለጫ”

መለሰ ድርብሳ እንዲሁም በርካቶች በስም የማይታወቁ ለኦሮሞነት እየታገሉ በየእስር ቤቱ ታጎረው ያሉ ጀግኖቻችን ዋጋ እየከፈለቡት ስላለው የህዝባችን ጥያቄ እንጂ ስርአቱ የሚፈልገውን እከሌ ይፈታ ወደሚል ደረጃ ማውረድ የለብንም።

– ኮለኔል ገመቹ አያና – ጃል አብዲ ረጋሳ – ጃል በቴ ኡርጌሳ – ጃዋር መሀመድ – በቀለ ገርባ – ጃል ለሚ ቤኛ – ጃል ዳዊት አብደታ – ጃል ሚካኤል ቦረና – ጃል ከኒሳ – ደጀኔ ጣፋ – ሀምዛ ቦረና – ሸምሰዲን ጠሀ – መለሰ ድርብሳ እንዲሁም በርካቶች በስም የማይታወቁ ለኦሮሞነት እየታገሉ በየእስር ቤቱ ታጎረው ያሉContinue reading “መለሰ ድርብሳ እንዲሁም በርካቶች በስም የማይታወቁ ለኦሮሞነት እየታገሉ በየእስር ቤቱ ታጎረው ያሉ ጀግኖቻችን ዋጋ እየከፈለቡት ስላለው የህዝባችን ጥያቄ እንጂ ስርአቱ የሚፈልገውን እከሌ ይፈታ ወደሚል ደረጃ ማውረድ የለብንም።”

The peaceful city of Mekelle was hit by air strikes for the second time !!

Engineers in East Africa; Mesfin Industrial Engineering, one of the leading manufacturers of equipment and spare parts, was severely injured in today’s Mekelle air strike. This huge state-of-the-art industrial complex is designed for its products; It is a huge industry that produces and distributes its products by itself. Today’s airstrikes appear to be part ofContinue reading “The peaceful city of Mekelle was hit by air strikes for the second time !!”

ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዝካየድ ናይ ኣየር ድብዳብ፥

ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዝካየድ ናይ ኣየር ድብዳብ፥ ውድቀት ናይዚ ፋሽሽት ጉጀለ ካብ ምቅልጣፍ ሓሊፉ ኣብ መሬት ንዘሎ ስዕረቱ ክቕይሮ ኣይኽእልን!~~~~~~~~እዞም ፋሽሽታውያን ኣብቲ ዝሓለፈ ሰሙን ንኣዋሪሕ ተዳልዮም ዘካየድዎ ተደጋጋሚ ፈተነታት፣ ሙሉእ ብሙሉእ ዘምከነ ፅኑዕ ህዝባዊ ሰራዊትና፣ ብምቕፃል ናብ ፀረ መጥቃዕቲ ብምስግጋር ኣብ ልዕሊ ፀላኢ ኣዝዩ ከቢድ ኪሳራ ኣብፂሑ’ዩ። ሓየት ህዝቢ ሰራዊትና ኣብዚ ሰሙን ዘመገቦም ድሙቓት ዓወታትContinue reading “ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዝካየድ ናይ ኣየር ድብዳብ፥”

Air raids hit Tigray for the second time this week amid a sharp escalation in the near yearlong conflict

Ethiopia launches new air raids on embattled Tigray region Ethiopia’s military has launched new air raids on Tigray, the second round of bombardments this week against rebel targets in the war-battered region. The air raids mark a sharp escalation in the near yearlong conflict in northern Ethiopia pitting government forces and their allies against theContinue reading “Air raids hit Tigray for the second time this week amid a sharp escalation in the near yearlong conflict”

ዜና ዓወት

ዜና ዓወት! ጅግና ሰራዊትና ብወፍሪ ፀሓይ ብራቕ ዝጀመሮ መጥቃዕቲ ብምቕፃል ሎሚ ዕለት 10 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም. ልክዕ ሰዓት ክልተ ንኸተማ ሃይቅን ቢሲቲማን ከምኡ’ውን ንወታደራዊ ስራሕቲ ዝለዓለ ረብሓ ዘለዎን ምስ ጎቦታት ኣምባሰል ዝተኣሳሰረ ማርየ ዝተብሃለ ቁልፍን ስትራተጅካዊን ቦታ ብምቁፅፃር ደሴን ኮምቦልቻን ኣብ ትሕቲ ርሕቐት መድፍዕ የእትዩወን’ሎ:: ወታደራዊ ኮማንድ ሰራዊት ትግራይ ትራይ ትስዕር!10 ጥቅምቲ 2014

ፋሽስት አብይ አህመድ፣ ግምባር ላይ እየደረሰው ለሚገኝ ሽንፈት ለማካካስ ዛሬ ጥቅምት 10/2014 ዓ/ም በመቐለ ከተማ የአየር ድብደባ አካሂደዋል።

ፋሽስት አብይ አህመድ፣ ግምባር ላይ እየደረሰው ለሚገኝ ሽንፈት ለማካካስ ዛሬ ጥቅምት 10/2014 ዓ/ም በመቐለ ከተማ የአየር ድብደባ አካሂደዋል። በድብደባው በርካታ ንፁሀን ዜጎች ሲጎዱ የህዝብ ንብረትና ሀብት በእሳት ጋይተዋል። ፋሽስቱ ቡድን ጥቅምት 8/2014 ዓ/ም ንፁሀን ዜጎች ያነጣጠረ የአየር ድብደባ በመፈፀሙ ንፁሀን ዜጎች ህይወታቸው ሲያልፍ ሌሎች በርካታ ንፁሀን ዜጎች ተጎድተዋል፤ ሀብትና ንብረት ጠፍተዋል። ድብደባው ተከትሎ ድምፂ ወያነContinue reading “ፋሽስት አብይ አህመድ፣ ግምባር ላይ እየደረሰው ለሚገኝ ሽንፈት ለማካካስ ዛሬ ጥቅምት 10/2014 ዓ/ም በመቐለ ከተማ የአየር ድብደባ አካሂደዋል።”

እዋናዊ መግለፂ መንግስቲ ትግራይ

እዋናዊ መግለፂ መንግስቲ ትግራይ ብሰራዊት ትግራይ ተዳሂኹ ስዕረት ኣብ ልዕሊ ስዕረት ዝጉምጎም ዘሎ ጉጅለ ፋሽሽት ኣብይ ኣሕመድ፤ንፁሃት ወገናት ብነፋሪት ምጭፍጫፉ ዕለተ ሞቱ ምቕራቡ ዘርኢ እዩ። ቅድሚ ኩሉን ልዕሊ ኩሉን ሎሚ 08 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ንግሆ ከባቢ ሰዓት 4:20 ን ቀትሪ ሰዓት 6:25 ነበርቲ ከተማ መቐለን ከባቢኣን ዕዳጋ ኣብ ዝገብርሉ ዓዲ-ሓቅን ከባቢ መቐለ ዘሎ መሰቦ ዝተባሃለContinue reading “እዋናዊ መግለፂ መንግስቲ ትግራይ”

በወንጀል የተጨማለቀው የአብይ ሰራዊት ፍጻሜ እንዲህ ይሆናል ብሎ የዛሬ አንድ አመት የገመተ ማንም አልነበረም። ግን ሆነ። ከትግራይ እናት እና #TDF ጎን የቆማችሁ ፍትሕ ፈላጊ ታጋዮች እንኳን ደስ አላችሁ!! One year ago, no one expected this to happen. But it happened. Congratulations to the mother of Tigray and the #TDF justice seekers !!

One year ago, no one expected this to happen. But it happened. Congratulations to the mother of Tigray and the #TDF justice seekers !! በወንጀል የተጨማለቀው የአብይ ሰራዊት ፍጻሜ እንዲህ ይሆናል ብሎ የዛሬ አንድ አመት የገመተ ማንም አልነበረም። ግን ሆነ። ከትግራይ እናት እና #TDF ጎን የቆማችሁ ፍትሕ ፈላጊ ታጋዮች እንኳን ደስ አላችሁ!! Stalin Gebreslase

ሰበር ዜና ዓወት

ሰበር ዜና ዓወት ሓየት ሰራዊት ትግራይ ካብ 27 መስከረም 2014 ኣ.ግ ጀሚሩ ኣብ ዝወሰዶ ናይ ምክልኻልን ፀረ መጥቃዕትን በርቃዊ ስጉምትታትን ኣብ ኣርባዕቲኡ ግንባራት ልዕሊ 71,225 ሓይሊ ፀላኢ ካብ ጥቕሚ ወፃኢ ኮይኑ:: ኣብ ኩሎም ግንባራት:- ልዕሊ 15,314 ከቢድ : ማእኸላይን ፎኪስን ብረት 28 ጀነሬተር ልዕሊ 300 ዝተፈላለያ ሬድዮ ርክባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ሓየት ሰራዊት ትግራይ ምእታውContinue reading “ሰበር ዜና ዓወት”

እዋናዊ መግለፂ መንግስቲ ትግራይ (07 ጥቅምቲ 2014 ዓ/ም

እዋናዊ መግለፂ መንግስቲ ትግራይ (07 ጥቅምቲ 2014 ዓ/ም መማረፂ ስኢናን፣ ተገዲድናን እንወስዶ ስጉምቲ ተሓተቲ፣ ጉጅለ ፋሽሽት ኣብይ ኣሕመድን መሻርኽቱን እዮም ካብ ስዕረቶም ዘይመሃሩ ጉጅለ ፋሽሽት ኣብይ ኣሕመድን መሻርኽቱን ቅድሚ ስለስተ ዓመትን ፈረቓን ኣብ ልዕሊ ህዝብን መንግስትን ትግራይ፣ ኣዊጆም ዝተግበርዎ፣ ስነ ልቦናውን ቕሉዕ ወታደራዊን ወራራት ሎሚ እውን ብዝኸፍአ ኣገባብ ንምፍፃም ኩሉ ዓይነት ምድላዋት ወዲኦም ኲናት ህልቂትContinue reading “እዋናዊ መግለፂ መንግስቲ ትግራይ (07 ጥቅምቲ 2014 ዓ/ም”

Selamat from Sudan! Meet our founder Suzani (middle), a Tigraweyti & former refugee.

Selamat from Sudan! Meet our founder Suzani (middle), a Tigraweyti & former refugee. In 2014, she helped establish the Asmlash-Grant Foundation (AGF), which was one of the first responders in Sudan this year supporting refugees fleeing the ongoing crisis in #Tigray. (Picture 2) She spent weeks hearing stories of #Tigrayans fleeing their homes, escaping unimaginableContinue reading “Selamat from Sudan! Meet our founder Suzani (middle), a Tigraweyti & former refugee.”

We have always been consistent to a fault when it comes to what we are after:

We have always been consistent to a fault when it comes to what we are after: break the siege imposed on Tigray by the child-killer regime of #AbiyAhmed & Co.We are not after power, territory or anything of that sort. We need our children to be spared from senseless violence; our mothers to be freeContinue reading “We have always been consistent to a fault when it comes to what we are after:”

At the risk of infuriating #TadesseWerede, commander of #The TigrayanArmy and his fellow military command members

At the risk of infuriating #TadesseWerede, commander of #The TigrayanArmy and his fellow military command members, I am betting that #Abiy’s final offensive is, indeed, his final. They are slightly frugal in their assessment & they think we need to take care of the remaining units before making such judgement. We both agree the defeatContinue reading “At the risk of infuriating #TadesseWerede, commander of #The TigrayanArmy and his fellow military command members”

ማዕዳ መሳሊ ፖስት ንኹልና ተጋሩ(myself included!) ብፍላይ ኣብ ድያስፖራ ንዘለኹም

ማዕዳ መሳሊ ፖስት ንኹልና ተጋሩ(myself included!) ብፍላይ ኣብ ድያስፖራ ንዘለኹም 1. መኸተና ኣብ ፅቡቕ ብርኪ በፂሑ’ሎ:: መኸተና ወታደራዊ: ማሕበረቁጠባዊ ዲፕሎማስያዊ ወዘተ መግለፅታት ኣለዎ::2.ወታደራዊ ኣስፔክት መኸተና ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ይርከብ:: ፀላእትና ክነቃብፆም ኣብንክእለሉ ብርኪ ዳርጋ በፂሕና:: ዜና ዓወት ምስማዕ ምድላይ ሓደ ነገር ኾይኑ ሙሉእ ጊዜኹም ኣብ ምፅንፃን ኣይተድህቡ:: ዳርጋ ተወዲኣኡ’ዩ እትገብርዎ’ውን ኣይህሉን:: we are good andContinue reading “ማዕዳ መሳሊ ፖስት ንኹልና ተጋሩ(myself included!) ብፍላይ ኣብ ድያስፖራ ንዘለኹም”

ለኢትዮጵያ ሰራዊት :-

ለኢትዮጵያ ሰራዊት :-ለኢትዮጵያ ሰራዊት :- “ከአሁን በኋላ እንደ ደርግ ሠራዊት ከመበተን ውጪ ሌላ አማራጭ እንደሌለህ አውቀህ: ህይወትህን በከንቱ አታጥፋ…! ይህ ውጊያ ልታስቆመው ፈፅሞ አትችልም!! ታጋይ ታደሰ ወረደ (የትግራይ ሰራዊት ዋና አዛዥ)

At the risk of infuriating #TadesseWerede

At the risk of infuriating #TadesseWerede, commander of #TheTigrayanArmy and his fellow military command members, I am betting that #Abiy’s final offensive is, indeed, his final. They are slightly frugal in their assessment & they think we need to take care of the remaining units before making such judgement. We both agree the defeat isContinue reading “At the risk of infuriating #TadesseWerede”

ሓደ ዓፋር እኮእዩ ሲ ኣብ ጋስነት ከፍቲ ወፊሩ ደሓር ኣብ በረኻ ምስ ሓደ ክርስትያን ቆልዓ ተባኢሱ ደሓር ኣብኡ ከማርር ኸይዱ ኣብይ ኣሎ ወዱኻቱም ኪስታን ፀጊባ

ሓደ ዓፋር እኮእዩ ሲ ኣብ ጋስነት ከፍቲ ወፊሩ ደሓር ኣብ በረኻ ምስ ሓደ ክርስትያን ቆልዓ ተባኢሱ ደሓር ኣብኡ ከማርር ኸይዱ ኣብይ ኣሎ ወዱኻቱም ኪስታን ፀጊባ ደኾነይ ወደይ ወቂዓ ኢሉ የማርር ተሞ ሰብ ገዛ ሓቅኻ ዋ ኣብዙይ ኣሎ ኢሎም ወዶም ኣርእይ ምስ ኣበልዎስ ዝቆልዓ መልክዑ ሕማቅ ምስ ረኣዮ ካልኣይቲ ወግዒ ዘይብላ ኣብየት ሕምከት እክክክ ኢሉ ኸዱContinue reading “ሓደ ዓፋር እኮእዩ ሲ ኣብ ጋስነት ከፍቲ ወፊሩ ደሓር ኣብ በረኻ ምስ ሓደ ክርስትያን ቆልዓ ተባኢሱ ደሓር ኣብኡ ከማርር ኸይዱ ኣብይ ኣሎ ወዱኻቱም ኪስታን ፀጊባ”

ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ ሓገዝ ትግራይ ለውጢ እንተዘይገይራ ኣሜሪካ ክትህባ ዝፀንሐት ካብ ቀረፅ ናፃ ዕዳጋ “AGAOA” ኣብ ቀረባ እዋን ደው ክተብሎ ከም እትኽእል ገሊፃ።

ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ ሓገዝ ትግራይ ለውጢ እንተዘይገይራ ኣሜሪካ ክትህባ ዝፀንሐት ካብ ቀረፅ ናፃ ዕዳጋ “AGAOA” ኣብ ቀረባ እዋን ደው ክተብሎ ከም እትኽእል ገሊፃ። ዋሺንግተን ዲሲ: 05 ጥቅምቲ 2014 ዓ/ም (TMH) ኣሜሪካ፡ ንኢትዮጵያ ክትህቦ ዝፀንሐት ካብ ቀረፅ ናፃ ዕዳጋ “AGAOA” ደው ክተብሎ ከም እትኽእልን ኣብ ሓጺር እዋን ኣብ ውሳነ ከም እትበፅሕን ተወካሊት ንግዲ ኣሜሪካ ካትሪንContinue reading “ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ ሓገዝ ትግራይ ለውጢ እንተዘይገይራ ኣሜሪካ ክትህባ ዝፀንሐት ካብ ቀረፅ ናፃ ዕዳጋ “AGAOA” ኣብ ቀረባ እዋን ደው ክተብሎ ከም እትኽእል ገሊፃ።”

ኣብ ትግራይ ዝተወለዐ ኲናትን ብፋሽሽታዊ ስርዓት ኣብዪ ኣሕመድ ዝተነበረ ዕፅዋ መንገድታት ሰብኣዊ ሓገዝን ስዒቡ ቁፅሪ ብሕፅረት ስነ-መዓዛ ዝሳቐዩ ህፃውንቲ ትግራይ ተጋዲዱ ምቕፃሉ UN ሓቢሩ።

ኣብ ትግራይ ዝተወለዐ ኲናትን ብፋሽሽታዊ ስርዓት ኣብዪ ኣሕመድ ዝተነበረ ዕፅዋ መንገድታት ሰብኣዊ ሓገዝን ስዒቡ ቁፅሪ ብሕፅረት ስነ-መዓዛ ዝሳቐዩ ህፃውንቲ ትግራይ ተጋዲዱ ምቕፃሉ UN ሓቢሩ። ዋሺንግተን ዲሲ: 05 ጥቅምቲ 2014 ዓ/ም (TMH) ኣብታ ብሰንኪ ኲናት ኣብ ዝኸፍአ ሓደጋ ጥሜትን ሰብኣዊ ቅልውላውን ኣትርከብ ትግራይ ብሰንኪ ሕጽረት ስነ-መዓዛ ናብ ማእኸላት ጥዕና ዝውሕዙ ህጻናት ከም ዝተበራኸቱን ካብ ናይ ዝሓለፈContinue reading “ኣብ ትግራይ ዝተወለዐ ኲናትን ብፋሽሽታዊ ስርዓት ኣብዪ ኣሕመድ ዝተነበረ ዕፅዋ መንገድታት ሰብኣዊ ሓገዝን ስዒቡ ቁፅሪ ብሕፅረት ስነ-መዓዛ ዝሳቐዩ ህፃውንቲ ትግራይ ተጋዲዱ ምቕፃሉ UN ሓቢሩ።”

መልእኽቲ ፕሬዚዳንት ትግራይ፣ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል

መልእኽቲ ፕሬዚዳንት ትግራይ፣ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ናይ ሕዚ ቁልፊ መደብና ህዝባዊ መኸተና ብዓወት ክዛዘም ምግባር’ዩ። ዕላማ ህዝባዊ ኩናትናን መኸተናን ድማ፣ ፀላእትና ዳግም ዓድና ከይረግፅዋ ምግባር ጥራይ ዘይኮነስ፣ ትንዕ እውን ከይብልዋ ዘኽእል ስራሕ ምፍፃም’ዩ። እዚ ህዝባዊ ኲናት’ዚ፣ ዝተቐመጠ ቅድመ ኹነት ግብራዊ ክሳዕ ዘይኮነ፣ መዓንጣና ሸጥ ኣቢልና ብምቅላስ ደመኛ ፀላእትና ብምድምሳስ፣ ዳግማይ ስግኣት ትግራይ ናብ ዘይኮንሉ ብርኪContinue reading “መልእኽቲ ፕሬዚዳንት ትግራይ፣ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል”

ነበር ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ሓጂ ስዩም ኣወል ናብ ቃልሲ ተፀንቢሮም

ነበር ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ሓጂ ስዩም ኣወል ናብ ቃልሲ ተፀንቢሮም ህዝቢ ዓፋር ፋሽሽታዊ ጉጅለ ስርዓት ኣብይ ኣሕመድ ናብ ስልጣን ካብ ዝድይብ ንመሰል ዓርሰ ውሳነኡ ተመንጢሉ ብምስለነ እቲ ጉጅለ ክመሓደርን ካብ ጉዕዞ ልምዓት ቦኺሩ ኣደዳ ድሕረትን ድኽነትን ኮይኑ ይርከብ፡፡ ኣንፃር እዚ ፋሽሽታውን ግፍዐኛን ስርዓት ኣብ ዝግበር ዘሎ ቃልሲ ድማ ተወለድቲ ዓፋር ናብ ግምባር ይፅምበሩ ኣለዉ፡፡Continue reading “ነበር ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ሓጂ ስዩም ኣወል ናብ ቃልሲ ተፀንቢሮም”

የትግራይ ፕሬዝዳንት ታጋይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል

የትግራይ ፕሬዝዳንት ታጋይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል “አሁን ያለን አማራጭ:- የፋሽሽቱ ቡድን በጉልበት በማንበርከክ የሰላም ስምምነት እንዲቀበል በማድረግ ሲሆን ፤ ይህ ሳይሆን ከቀረ ግን ፤ “ለህልውናችን እና ደህንነታችን” ስንል : የፋሽሽቱ ቡድን ለአንዴ እና ለመጨረሻ ጊዜ ልክ እንደ አባቶቻቸው ስርአት ቀብራቸው ተፈፃሚ ማድረግ ግዴታ ይሆናል:: ከሀይል አማራጭ ውጭ በሌላ መንገድ የሚገኝ መፍትሄ እንደሌለ የቅርብ ይሁን የሩቅContinue reading “የትግራይ ፕሬዝዳንት ታጋይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል”

ሰበር ዜና••••••••••ፀላኢ ንተኸታታሊ 4 መዓልትታት ብኹሉ ኣንፈት ሰፊሕ ናይ ነፈርቲ፣ ድሮን፣ ከቢድ ብረት ደብዳብን ውሱን ናይ ኣጋር ሰራዊት ምንቅስቓስን እናገበረ ድሕሪ ምቕናይ ሎሚ 01 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ወጋሕታ ብኹሉ ኣንፈት ማለት ገርገራ፣ ወገል ጤና፣ ወርጌሳ፣ ብሓደ ከባቢ ዓፋር ሰፊሕ መጥቃዕቲ ጀሚሩ ኣሎ።

ሰበር ዜና••••••••••ፀላኢ ንተኸታታሊ 4 መዓልትታት ብኹሉ ኣንፈት ሰፊሕ ናይ ነፈርቲ፣ ድሮን፣ ከቢድ ብረት ደብዳብን ውሱን ናይ ኣጋር ሰራዊት ምንቅስቓስን እናገበረ ድሕሪ ምቕናይ ሎሚ 01 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ወጋሕታ ብኹሉ ኣንፈት ማለት ገርገራ፣ ወገል ጤና፣ ወርጌሳ፣ ብሓደ ከባቢ ዓፋር ሰፊሕ መጥቃዕቲ ጀሚሩ ኣሎ። ፀላኢ ጀሚርዎ ዘሎ መጥቃዕቲ በዝሒ ሰብ ኣኽቲቱን ኣለኒ ዝብሎ ናይ ምድርን ሰማይን ዓቕሙContinue reading “ሰበር ዜና••••••••••ፀላኢ ንተኸታታሊ 4 መዓልትታት ብኹሉ ኣንፈት ሰፊሕ ናይ ነፈርቲ፣ ድሮን፣ ከቢድ ብረት ደብዳብን ውሱን ናይ ኣጋር ሰራዊት ምንቅስቓስን እናገበረ ድሕሪ ምቕናይ ሎሚ 01 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ወጋሕታ ብኹሉ ኣንፈት ማለት ገርገራ፣ ወገል ጤና፣ ወርጌሳ፣ ብሓደ ከባቢ ዓፋር ሰፊሕ መጥቃዕቲ ጀሚሩ ኣሎ።”

Tigray: Faces of (man-made) Famine

In parts of Tigray, people now eat only green leaves for days. In parts of Tigray, people now eat only green leaves for days. Source: Tigray TV Parents of severely malnourished children in Tigray have shared images with Al Jazeera of the worsening situation in Ethiopia’s war-hit region, where communications have been cut and little aid is getting through. Read more: https://t.co/corTDw1DYU pic.twitter.com/WqkyqYfpqnContinue reading “Tigray: Faces of (man-made) Famine”

ብጣዕሚ ፅቡቕ ኣለና፡ (Getachew Aregawi/Wuraynaካብ ቕድመ ግንባር)

ብጣዕሚ ፅቡቕ ኣለና፡ (Getachew Aregawi/Wuraynaካብ ቕድመ ግንባር) ትማሊታት እቲ ናይ ደብዳብ ዜና ምስተሰርሐ ብዙሕ ወገን ተሰኪፉ (ካብ ሓልዮት ዝብገስ ስኽፍታ) ሪአ። ፀላኢ ሰፊሕ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ የካይድ ኣሎ ማለት ግድን ዒላማ ይወቅዕ ኣሎ ማለት ኣይኮነንን። ኩሉ ግዜ ደብዳባቱ ፍሹላት እዮም እኮ። ድሮን እንትብሃል ካብቲ ናይ መጀመርታ ዘጋጠመና ብምብጋስ ይመስለኒ መብዛሕትና ንሻቐል። ግን እኮ፡ ሓደ ፀላኢContinue reading “ብጣዕሚ ፅቡቕ ኣለና፡ (Getachew Aregawi/Wuraynaካብ ቕድመ ግንባር)”

Ethiopia army launches major attack on Tigray: Rebels

Ethiopia army launches major attack on Tigray: Rebels Government and allied forces launch coordinated offensive ‘on all fronts’, Tigray People’s Liberation Front says. Ethiopian National Defence Forces soldiers train in Dabat, 70km northeast of the city of Gondar, in Ethiopia [File: Amanuel Sileshi/AFP] Ethiopia’s national army launched a ground offensive against forces from the northernContinue reading “Ethiopia army launches major attack on Tigray: Rebels”

“ትርጉም ዘለዎ ስጉምቲ ምውሳድ የድሊ” ኣምባሳደር ኣሜሪካ ሊንዳ ቶማስ ግሪን ፊልድ

“ትርጉም ዘለዎ ስጉምቲ ምውሳድ የድሊ” ኣምባሳደር ኣሜሪካ ሊንዳ ቶማስ ግሪን ፊልድ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝበፅሕ ዘሎ ግህሰት ሰብኣዊ መሰልን ዓፀቦን ጠጠው ንክብል ቤት ምኽሪ ፀጥታ ውድብ ሕቡራት ትርጉም ዘለዎ ስጉምቲ ኽወስድ ከም ዝግባእ ዘተሓሳሰባ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣምባሳደር ሊንዳ ቶማስ ግሪን ፊልድ፣ ምምሕዳር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ጥሜትን ፆታዊ ዓመፅንContinue reading ““ትርጉም ዘለዎ ስጉምቲ ምውሳድ የድሊ” ኣምባሳደር ኣሜሪካ ሊንዳ ቶማስ ግሪን ፊልድ”

The United Nations says a de facto blockademeans that only ten percent of the aid needed for the Ethiopian region of Tigray is getting through. Hundreds of thousands of people are at risk of famine. Our reporter in Ethiopia explains what’s been happening

The United Nations says a de facto blockademeans that only ten percent of the aid needed for the Ethiopian region of Tigray is getting through. Hundreds of thousands of people are at risk of famine. Our reporter in Ethiopia explains what’s been happening https://www.bbc.co.uk/sounds/play/w172xxxql7lnqb9

Tigray and New Eritrea

Tigrayan forces have regained control of their capital, Mekelle. The BBC reported: A statement released by what was termed the Government of the National State of Tigray praised a “stunning victory”, saying Mekelle was “now under the complete control of the Tigray Defence Forces”. Ethiopia’s Tigray conflict: Street celebrations as rebels seize capital – BBCContinue reading “Tigray and New Eritrea”

ጠላቶች እንዳይመረጥ የቻሉትን ሁሉ ቢሞኩሩም፦ ዶ/ር ቴዎድሮስ አድሃኖም ግንበድጋሚ የአለም ጤና ድርጅትን እንዲመራ ተመርጠዋል። ለ ዶ/ር ቴዎድሮስ አድሃኖም ቤተሰቦችና ትግራዊያን እንዲሁም አፍሪካውያን እንኳን ደስ አላችሁ!

ዶር ቴድሮስ አድሐኖም ለሁለተኛ ግዜ የአለም የጤና ድርጅት ዳይሬክተር መሆኑ ተረጋጠ!!*********************************የቀድሞው የውጭ ጉዳይ እና የጤና ሚኒስትር የነበረው ዶር ቴድሮስ አድሐኖም ለአለም የጤና ድርጅት [the World Health Organization (WHO)] ዳይሬክተርነት እንዲሾም ሐገሩ ኢትዮጵያ ድጋፍ ብትነፍገውም በድጋሜ ለአለም የጤና ድርጅት ዳይሬክተርነት ሆኖ እንደሚመረጥ ተረጋገጠ፡፡ ኢትዮጵያ ድጋፍ የነፈገችው ትግራዋይ በመሆኑ እንዲሁም በኢትዮጵያ መንግስት፤ በኤርትራ እና በUAE የተፈጸመውን የትግራይንContinue reading “ጠላቶች እንዳይመረጥ የቻሉትን ሁሉ ቢሞኩሩም፦ ዶ/ር ቴዎድሮስ አድሃኖም ግንበድጋሚ የአለም ጤና ድርጅትን እንዲመራ ተመርጠዋል። ለ ዶ/ር ቴዎድሮስ አድሃኖም ቤተሰቦችና ትግራዊያን እንዲሁም አፍሪካውያን እንኳን ደስ አላችሁ!”

Pres. Debretsion Gebremichael

መልእኽቲ ፕሬዝዳንት መንግስቲ ትግራይ ተጋዳላይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል (24-01-2014 ኣ.ግ) “ሕዚ’ውን እቲ ቁልፊ ጉዳይ ምሕያልን ምድልዳልን ብሄራዊ ስምረትናን ሓድነትናን ‘ዩ!” ሰላም! ንሕና ተጋሩ ናይ ኩሉሻዕ ባህግናን ሓሳብናን ፣ ቁጠባዉን ፖለቲካዉን ሓርነትና ብዘተኣማን ብርኪ ክነውሕስ ፣ ብሄራዊ ክብረትና ክንጎናፀፍን ምስቶም ኣብ ፅቡቅ ብርኪ ምዕባለን ዕብየትን ዝበፅሑ ህዝብታት ክንፅምበርን ‘ዩ። እንተኾነ ሕማቕ ናይ ታሪኽ ኣጋጣሚ ኮይኑ ፣Continue reading “Pres. Debretsion Gebremichael”

የብልፅግና ፓርቲ የሚመራቸው የክልል መንግስታት ሹመት ላይ ‘ኢህኣዴግነትን’ ለማረጋገጥ ጥረት እየተደረገ ይመስላል::

የብልፅግና ፓርቲ የሚመራቸው የክልል መንግስታት ሹመት ላይ ‘ኢህኣዴግነትን’ ለማረጋገጥ ጥረት እየተደረገ ይመስላል:: ብዙዎቹ የማህበራዊ ጉዳይየቱሪዝም ወዘተ ቢሮዎች ሃላፊነት ነው የተሰጣቸው:: እነዚህን ሴክተሮች ከቁብ ያለመቁጠር ፖሊሲን ብቻ ከኢህኣዴግ የወረሰ የሚመስለው ብልፅግና ይህንን ፎርሙላውን ለነብርሃኑ ነጋ መዳኛ የሚጠቀምበት ይሆን ? እናያለን:: ባልተያያዘ መረጃ: የትግራይ ህዝብና ሰራዊቱ በላያቸው ላይ የተጣለውን ከበባ ለመስበር የጀመሩትን ጥረት ኣጠናክረው የሚቀጥሉ ይሆናል:: ትግራይContinue reading “የብልፅግና ፓርቲ የሚመራቸው የክልል መንግስታት ሹመት ላይ ‘ኢህኣዴግነትን’ ለማረጋገጥ ጥረት እየተደረገ ይመስላል::”

ትግራይ ፤ የወራሪዎች መቀበርያ! — THE TIGRAY INTERCEPT

Captive Ethiopian Soldiers እነዚህ እድለኛ ምርኮኞች በጀግናው የትግራይ መከላከያ ሰራዊት መብረቃዊ ጥቃት “ኦፕሬሽን አሉላ አባነጋ” ፡ በ10 ቀን ውግያ ብቻ የተማረኩ ናቸዉ። በወራሪዎች የተያዙ ግዛቶቻችን ወደ ህዝባችን እስኪመለሱ ፤ ጠላቶቻችን ሙሉ ለሙሉ እስኪቀበሩ ፤ የተዘረፉ ንብረት እስኪመለስ… የተጀመረውን የማጥቃት ዘመቻ ተጠናክሮ ይቀጥላል። People carry flags for Tigray’s government (L) and the TPLF (R) as well […]Continue reading “ትግራይ ፤ የወራሪዎች መቀበርያ! — THE TIGRAY INTERCEPT”

Ethiopia’s Oromo protest, demand freedom for jailed leaders

Ethiopia’s Oromo protest, demand freedom for jailed leaders Oromos protest against the government and call for the release of prominent opposition figure Jawar Mohammed and others, during the annual Irreecha festival in the capital Addis Ababa, Ethiopia, Saturday, Oct. 2, 2021. Ethiopia’s largest ethnic group, the Oromo, on Saturday celebrated the annual Thanksgiving festival ofContinue reading “Ethiopia’s Oromo protest, demand freedom for jailed leaders”

Press statement from the Government of Tigray on the expulsion of High-Level UN officials by the Ethiopian government United Nations

Press statement from the Government of Tigray on the expulsion of High-Level UN officials by the Ethiopian government United Nations ⁦The Government of Tigray strongly condemns the decision by the Ethiopian government to expel seven high-level United Nations officials. This unprecedented and alarming decision is very muchin line with the activities of the Ethiopian regime,Continue reading “Press statement from the Government of Tigray on the expulsion of High-Level UN officials by the Ethiopian government United Nations”

ኢትዮጵያ ኣብ ላዕለወት ሰራሕተኛታት ዩኤን ዝወሰደቶ ናይ ምብራር ስጉምቲ ንቡዙሓት ዓለም ለኻውያን ትካላት ምቑጥዑ ስዒቡ ኣሜሪካ፣ ሕብረት ኣውሮፓ፣ጀርመን፣ እንግሊዝን ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ብሓባር ኢትዮጵያ ውሳነኣ ብቕልጡፍ ክትቅይር እንተዘይ ክኢላ ስጉምቲ ከም ዝወስዳ ኣጠንቂቐን ኣለዋ።

ኢትዮጵያ ኣብ ላዕለወት ሰራሕተኛታት ዩኤን ዝወሰደቶ ናይ ምብራር ስጉምቲ ንቡዙሓት ዓለም ለኻውያን ትካላት ምቑጥዑ ስዒቡ ኣሜሪካ፣ ሕብረት ኣውሮፓ፣ጀርመን፣ እንግሊዝን ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ብሓባር ኢትዮጵያ ውሳነኣ ብቕልጡፍ ክትቅይር እንተዘይ ክኢላ ስጉምቲ ከም ዝወስዳ ኣጠንቂቐን ኣለዋ። ዋሺንግተን ዲሲ: 21 መስከረም 2014 ዓ/ም (TMH) ኢትዮጵያ ኣብዚ እዋን መስመራት መጉዓዝያ፣ ባንኪ፣ ኢንተርኔት፣መብራህቲ፣ቴሌኮሚኒኬሽን፣ ሰብኣዊ ሓገዛትን ብምዕጻው ህዝቢ ትግራይ ንምፅናት እትፍፅሞContinue reading “ኢትዮጵያ ኣብ ላዕለወት ሰራሕተኛታት ዩኤን ዝወሰደቶ ናይ ምብራር ስጉምቲ ንቡዙሓት ዓለም ለኻውያን ትካላት ምቑጥዑ ስዒቡ ኣሜሪካ፣ ሕብረት ኣውሮፓ፣ጀርመን፣ እንግሊዝን ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ብሓባር ኢትዮጵያ ውሳነኣ ብቕልጡፍ ክትቅይር እንተዘይ ክኢላ ስጉምቲ ከም ዝወስዳ ኣጠንቂቐን ኣለዋ።”