ኣብ ትሕቲ መንግስቲ ትግራይ ህዝባዊ ኲናት ክመርሕ ናይ ዝተጣየሸ ሴንትራል ኮማንድ ኣዛዚ ሰራዊት ትግራይ ምስ ዝኾኑ ተጋዳላይ ምግበይ ሃይለ ዝተገበረ ቃለ መሕትት

ሰሜን እዝን ኣጠቓላሊ እቲ ጉዕዞ ብዝምልከት ብዛዕባ ሰሜን እዝ ይዛረቡ እዮም:: እቲ ሓቂ ካብኡ ወፃኢ እዩ:: እቲ ሓቂ : ኣብ ዝሓለፈ 2 ዓመት ኣብ ስልጣን ዘሎ ሓይሊ ካብ ዝመፅእ ኩሉ ዓይነት ናይዚ ዓዲ ፓለቲካ ቀይሮም እዮም:: ናይ ሓሶት ፓለቲካ : ናይ ኣሻጥር ፓለቲካ : ልዕልነት ረኺቦም:: በዙይ ከም ዜጋ ይሓዝን:: እቶም ናብ ስልጣን ዝመፁ ካብ ኣምሓራ ይኹን : ካብContinue reading “ኣብ ትሕቲ መንግስቲ ትግራይ ህዝባዊ ኲናት ክመርሕ ናይ ዝተጣየሸ ሴንትራል ኮማንድ ኣዛዚ ሰራዊት ትግራይ ምስ ዝኾኑ ተጋዳላይ ምግበይ ሃይለ ዝተገበረ ቃለ መሕትት”

ወፍሪ ኣሉላ ኣባነጋ

07 ሰነ 2013 ኣ.ግ – | ወፍሪ ኣሉላ ኣባነጋ ፀላኢ ካብ ዕለት 07 ሰነ 2013 ኣ.ግ ጀሚሩ መቐፀልታ ህዝቢ ትግራይ ናይ ምፅናት ዝኾነ ዝጀመሮ ወራር ኣብ ከባቢ ጉያ ነዊ : ከባቢ ኣግበ ዝርከብ መነወ ዝተብሃለ ፍሉይ ቦታ ጅግና ሰራዊት ትግራይ ፈለማ ዕውት ናይ ምክልኻል ውግእ እንዳገበረ ድሕሪ ምፅናሕ ካብ ሎሚ ዕለት 11 ሰነ 2013 ኣ.ግContinue reading “ወፍሪ ኣሉላ ኣባነጋ”

ኣብ ትሕቲ መንግስቲ ትግራይ ህዝባዊ ኲናት ክመርሕ ናይ ዝተጣየሸ ሴንትራል ኮማንድ ኣዛዚ ሰራዊት ትግራይ ምስ ዝኾኑ ተጋዳላይ ምግበይ ሃይለ ዝተገበረ ቃለ መሕትት

ሰሜን እዝን ኣጠቓላሊ እቲ ጉዕዞ ብዝምልከት ብዛዕባ ሰሜን እዝ ይዛረቡ እዮም:: እቲ ሓቂ ካብኡ ወፃኢ እዩ:: እቲ ሓቂ : ኣብ ዝሓለፈ 2 ዓመት ኣብ ስልጣን ዘሎ ሓይሊ ካብ ዝመፅእ ኩሉ ዓይነት ናይዚ ዓዲ ፓለቲካ ቀይሮም እዮም:: ናይ ሓሶት ፓለቲካ : ናይ ኣሻጥር ፓለቲካ : ልዕልነት ረኺቦም:: በዙይ ከም ዜጋ ይሓዝን:: እቶም ናብ ስልጣን ዝመፁ ካብ ኣምሓራ ይኹን : ካብContinue reading “ኣብ ትሕቲ መንግስቲ ትግራይ ህዝባዊ ኲናት ክመርሕ ናይ ዝተጣየሸ ሴንትራል ኮማንድ ኣዛዚ ሰራዊት ትግራይ ምስ ዝኾኑ ተጋዳላይ ምግበይ ሃይለ ዝተገበረ ቃለ መሕትት”

ህፃናትና እናቶችን መግደል የጀግንነት መለያ ኣድርገው

ህፃናትና እናቶችን መግደል የጀግንነት መለያ ኣድርገው የሚቆጥሩ ሰው በላዎችን የላኩብን ኣቢይ ኣህመድናኢሳያስ ኣፈወርቂ የእጃቸውን የሚያገኙበት ጊዜ ቅርብ እንደሚሆን የትግራይ ሰራዊት ያለፉት ሁለት ቀናት ውሎዎች ግልፅ ያልሆነላቸው እነ ብርሃኑ ጁላ አስርሺዎችን ወደ ሞት ቀጣና መላካቸውን ቀጥለዋል:: እነ ፋፊ ግን የትግራይ ጀግኖች ፊት መቆም ኣልቻሉም:: የሁሉም ትግረዋይ ህፃን ደህንነት ከነዚህ ኣራዊቶች ስጋት ሙሉ በሙሉ እስኪጠበቅ እርምጃው ይቀጥላል::Continue reading “ህፃናትና እናቶችን መግደል የጀግንነት መለያ ኣድርገው”